https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/469
ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኒዉሚለንየምኮሌጅ

ናይ መኪና ጎማ ጨረታ ምልክታ

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  CPO ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  20.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብ ዕለት ግንበት 14 ክሳብ  25/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ ጉንበትት 25/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30  ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 1 መዓልቲዉዕሊይአስር ::

5  ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::

6  ተጫረትቲዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::

7ተጫረቲቲንቑፅሪከቕርቡይግባእ ::

8 ተጫረቲንግዲምዝገባ ከቕርቡይግባእ ::

9 ተጫረቲቫት ዲክላሬሽንከቕርቡ ይግባእ::

10   ተጫረቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎም ክኾኑይግባእ::

11 ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወ እዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344419789/410465ደዊልካምሕታትይካአል ::