https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/467
ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ኮምፒተር :ፕሪንተር: ፋክስ: ፎቶ ኮፒ ፅገና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ኒዉሚለንየምኮሌጅ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ኮምፒተር :ፕሪንተር: ፋክስ: ፎቶ ኮፒ ፅገና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  CPO ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  20.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብ ዕለት ግንበት 14 ክሳብ  25/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ ጉንበትት 25/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30  ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 1 መዓልቲዉዕሊይአስር ::

5  ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::

6 ተጫረትቲ ኣብ ፅገና ኮምፒተር :ፕሪንተር :ፋክስ :ፎቶ ኮፒ ፅገና ክኾኑ ይግባእ

7 ተጫረትቲ ናይ 2007 ዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::

8 ኮሌጅናዝሐሸ አማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወ እዪ::

9 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ክኾኑ አለዎም ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344419789/410465/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::