https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4665
ዋንነታ ናይ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ዝኮነት ኣይሱዙ ሰርቪስ ሞዴል ኮድ GGL7012 ሞዴል ኔም/ MODELNAME /TFS54HDPLMXG-05A017 VIN MPATFS 54 H7H566356 ኢንጅን ቁፅሪ 503052 ታርጋ ቁፅሪ ትግ ኮድ 5-00042 ዝኮነት ብዘላቶ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 12, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 16, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 16, 2010 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 መኪና ትርክበሉ ቦታ አብ ስኒማ ዓድዋ መቐለ ብምቅራብ ምርኣይ ይከኣል

2 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 16/10/2010 ዓም ሰዓት 3:30

 : ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ 150,000.00

4 ጨረታ መከበሪ 20000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ይግባእ ንዝይሰዓሩ ወዲያዉኑ ይምለስ ነቲ ጨረታ መከበሪ ቅድሚ መዓልቲ ጨረታ ዘይኣትሓዘ ኣብ ዕለት ጨረታ ክወዳደደር አይክእልን

5 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዝሰዓረሉ ዋጋ አታዊ ብምግባር መኪና ብዉዕሊ እዙይ ተዘይፈፂሙ ዘትሓዞ ገንዘብ ንማሕበር ባህሊ ትግራይ አታዊ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ