https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4658
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ህንፃ መሳርሒ ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 7, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 20, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 20, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግበሪ ሙሉእ ዝከፈለን

3 ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ

4 ተገዚኡ ዝመፀእ ናይ መኪና መለዋወጢ ኦርጅናል ምካኑ ሐላፍነቱ ወሲዱ ዘቅርብ

5 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::

6 እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ የኩን ፖስታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ክኣትዉ አለዎ

9 ቫት ዝተመዝገበን TIN Number ምዝገባ ዘለዎ መቅረባየነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክለረሽን ከቅርበ ዝክእል

10 እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 05/10/2010 ዓ/ም ክሳብ 20/10/2010 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን

11 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 20/10/2010 ዓ/ም ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 3:30 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ሰዓት 4:00 ይከዉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583/0344460052