https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4636
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ስርናይ ኣዉስትራሊያ : ሞራልን ዝተፈላለዩ: ዝተፈላለ አገልገልት ዝሃቡ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 14, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 14, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኦፍላ ንኡስ ከይዲ ስራሕን ምምሕዳር ንብረትን

2 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 30 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 14 ሰነ 2010 ዓም ንተካታተልቲ 15 መዓልቲታት

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 14 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 9:00

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 14 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 9:30

5 ፖስታ ጨረታ ዝኣትወሉ ሳንዱቅ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኦፍላ ይርከብ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዝገዝእሉ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ይከዉን

7 መከበሪ ጨረታ 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዝብ ኣብ ዉሕስና ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ መትሓዚ ከቅርበ ዝክእል

8 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ግዘ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ክልተ መዓልቲ እቲ ገንዝብ መሉእ ብምሉእ አታዊ እንተዘይግይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ መንግስቲ አታዊ ይከዉን

9 ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ እንተዘይኣልዒሉ ድሕሪ ንዝፍጠር ፀገም እቲ ቤት ፅሕፈት ተሓታቲ ኣይከዉንን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ሐራጅ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ