https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4623
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ መፅሓፍቲ ሕትመት: ናይ ኣይሲቲ ናዉቲን: መሳርሒ ፅሕፈት ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 25, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 9, 2010 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 9, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፋቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም

3 መረዳእታ መለለይ ከፋለይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ የከኣል

6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 9/10/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ኩሉ ሻብ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 ምእታዉ ይከኣል

7 መከበሪ ጨረታ ሰነድ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ

8 ሰነድ ጨረታ ክሳብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 9/10/2010 ዓም ሰዓት 8:45 ይዕሸግ እዚ ጨረታ 9/10/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት

9 ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ምካኑ ብደቡደቤ ካብ ዝተገለፁ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል

10 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታ ካልእን መብረሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል

እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳከኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344403477 / 0344408299 ምሕታት ይከኣል