https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4611
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 7, 2010 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 7, 2010 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝዉገድ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ቢሮ ፀጥታ ግቢ ዉሽጢ

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23/9/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 7/10/2010 ዓም

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/10/2010 ዓም ሰዓት 4:00

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሐዘ ዝርዝር ዝዉገድ ንብረት ብር 20 ብምክፋል ዝኮነ ኣካል ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ይኩን ዘይብሉ ክወዳደር ከምዝክእል ንገልፅ

ኣድራሻ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትገራይ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ፊን ንፊይ ስልኪ ቁፅሪ 0344409947