https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4603
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን : መሳርሒ ፅሕፈት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 22, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 7, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 7, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግድ ፈቃድ ዘለዎ ናይ ሕጋዊነት መረጋገፂ ዘማለአን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ሰነድ መረዳእታ ክገዝእ ይክእል

2 ሰነድ መረዳእታ ንትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን 50 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር , ፕሪንተርን : 20 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት 20 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ሰነድ ምግዘእ ከምዝአል

3 እቲ ጨረታ ዝጋወሐሉ ካብ ዕለት 19 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 21 ጉንበት 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 12:00ኮይኑ

4 ክፍሊት መረደእታ ምስላእኩም ዝክፈለኩም ምካኑ ነተሓሳስብ

5 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 7 ሰነ 2010 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን

6 እቲ ጨረታ ዝከፈተሉ ሓሙስ ዕለት 7 ሰነ 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት