https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/460
ቤትፅሕፈትትልምንፈይናንስንክፍለከተማሓድነትአብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉዝተፈላለዩፅሕፈትመሳርሒ:ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይስፖርተዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግስለዝደሊነዞም ኣብታሕቲዝተዘርዘሩመሰረትጌርኩምክትወዳደሩእትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒትየቕርብ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ ሰለስተ

ቤትፅሕፈትትልምንፈይናንስንክፍለከተማሓድነትአብ 2007 ዓ/ም  በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉዝተፈላለዩፅሕፈትመሳርሒ:ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይስፖርተዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግስለዝደሊነዞም ኣብታሕቲዝተዘርዘሩመሰረትጌርኩምክትወዳደሩእትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒትየቕርብ::

1  ቫት/VAT/ተመዝጋቢኮይኑወርሒጥቅምቲ  2007  ዓ/ም  ናይቫትዲክለሬሽን: ዝተሐደሰንግዲ ፍቃድ  2007  ዓ/ም:  መፍለይቁፅሪናይግብሪ/TIN/  ከፋላይከምኡዉንናይ  2007 ዓ/ም  ዘተሐደሰ ሰርተፍኬትመቅረባየነትከቕርብዝክእል::

2  ካብትካልናደጋፊ  ከ/ ስ /ዕ/ ፋ/ን/ምምሕዳርንካልኣይደብሪቁፅሪ - 31  ካብዕለት 07 /09 /2007 ዓ/ምክሳብዕለት  21/ 09/ 2007 ዓ/ምኣብዘሎናይስራሕሰዓትብምምፃእሰነድጨረታ ብብር 30  (ሳላሳ ቅርሽ)ብምግዛእክተወስዱከምትክእሉብምፈላጥሳንዱቅጨረታዕለት  21/ 09/ 2007 ዓ/ም  ልክዕሰዓት  8:30  ብምዕፃዉሕጋዊጨረታኮሚቴአብዘለዉሉልክዕሰዓት  8:45 ይኽፈትብተወሳኪ ኣብእዋኑ ምኽፋት  ጨረታ ተጫረቲወይሕጋዊወኪላቶምክርከቡይኽእሉእዩም::

3  ተጫረቲመኽበሪጨረታብር  4 ,000.00 /ዓርባዕተ ሽሕብርጥራሕ/ ብCPO /ብሲፒኦ/ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4  ዝሳዓሮንብረትበቲዝወፀሰፐስፊኬሽንመሰረትናብትካልናብናይባዕሉ ወፃኢመጎዓዝያመራገፍን ከቕርብዝክእል::

5  ትካልናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡበሙሉእወይብኽፋልናይምስራዝመሰልአለዎ::

ኣድራሻና:  ትግራይ-መቐለ- ቀበሌኣድቬንትስትትምህርቲቤትትሕቲኢልካንግስቲህንፃካልኣይደብሪቁፅሪ  31

ንዝተደለየሓበሬታስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን   034841 90  41 ሞባይልቁፅሪ  09 25 44 12 01   /09 32 03  98 63 /09 3225  62  39  ብምድዋልክለኽቡናይኽእሉእዩም::