https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4591
ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈለለላለየዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ናይ ፅሬት መሳርሒ: ክሎሪን :ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር: ናይ ኤለክትሪክ ናዉትን ብዉሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 4, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ሰቲት ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 4, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ጨረታ ዝክፈተሉ ዝዕፀወሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ከምእዉን ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ከምእዉን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ይከዉን

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቢሮ ቁፅሪ 7 ከምእዉን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ንመክበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ሰነድ ምግዛእ ዝክእሉ እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ 04/ 10 /2010 ዓም ሰዓት 5:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሸጢ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳጥን ምእታዉ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብኣርባዕተ ፖስታ ዓተዓሻሽጉ ሐደ ዓይነት ዝኮኑ ናይ ቴክኒካል ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ናይ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም

6 እዚ ጨረታ 04/ 10 /2010ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 04/ 10 /2010ዓም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ይክፈት

7 ናይቲ ጨረታ አከፋፍታ ስርዓት ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ጠጠዉ ክብል አይክእልን

8 ስርድ ድልዝ ዘለዉ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 አብቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ነብስወከፍ ፊርማን ማህተምን ኣድራሻን ክህልዎ አለዎ 10 ንብረት ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ይከዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0344481963/0945088441/0914741334