https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4587
ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድን ኣናእሽተይ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 18, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 29, 2010 08:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 29, 2010 08:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 በዚ መሰረት ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተበበሩት ነዳዲ መዐደሊን ኣብኣዲስ አበባ ቃሊቲ መንገዲ ቁስቆም ማርያም ዝርከብ ሰብለ ጋራጅ ዝርከብ ተሽከርከርቲ ካብ ጉንበት 15/9/2010 ዓም ክሳብ 29/9/2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ብኣካል ቀሪቦም ንምርኣይ ናይ ግልፂ ጨረታ ዋጋ ምቅራብ ይክእሉ

2 ናይ ጨረታ መቅረቢ ዋጋ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳደ መዓደሊ ን ኣብ ኣዲስ አበባ መንዲ ሳሪስ ተክለሃይማኖት ህንፃ 4ይ ፎቅ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ዘይምለስ ብር 50 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእል