https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4574
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓምን ከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣቅሑት ኤሌክትረክ : ባዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ : ብሬከር : ኬብል ብዝቀረበ ስፔስፊኬሽን መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 1, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 1, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓምን ከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣቅሑት ኤሌክትረክ : ባዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ : ብሬከር : ኬብል ብዝቀረበ ስፔስፊኬሽን መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

1 ሕጋዊናይበቢዘርፉኣቅርቦትንግዲፍቃድዘለኩምንአብ 2010 ዓምበጀትዓመትዘሐደስኩምንወይድማግብሪዝከፈልኩምን

2 ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ /ቲን/ ካርድን : ናይቫትምስክርወረቀትዘለኩም: ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓም ናይመቅረባይነትካርድዘለኩምንናይዝሐለፈወርሒመጋቢት 2010 ዓምዲክለሬሽንክተቅርቡእትክእሉ

3 ንሐደደከሜንትዘይምለስብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋልእቲጨረታሰነድካብቤትፅሕፈትናካይዲስራሕዕደጋንፋይነናንስንንብረትምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 4ብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላእካብዕለት 16/9/2010 ዓምክሳብዕለት 1/10/2010 ዓምዋንኡንኮፒንበበይኑብዝተዓሸገኢንቨለፕብምምፃእነዚተባሂሉዝተዳለወናይጨረታሳፁንምእታዉይከኣል

4 ሳንዱቅጨረታ 1/10/2010 ሰዓት 4:00 ተዓሺጉበቲዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲወይድማሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉይክፈትእነተዘይሃልዩምኣብዉሽጢሳንዱቅዝተረከበፖስታብስርዓተይክፈትንይግምገምን

5 ተጫረቲቅድሚጨረታምክፋቱመከበሪጨረታዝከዉንናይ ጨረታ ዉሕስና 20,000 ቅርሺብጥረገንዘብብባንኪዝተረጋገፀመአዘዚክፍሊትቼክኣብኩነታትዘይተመስረተዉሕስናባንኪብስፒኦዉይብባንኪዝተረጋገፀሌተርኦፍክሪዲትክትሕዙይግባእ

6 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብሰነድጨረታይመልከቱ

7 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብክፋልይኹንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስቁ 0344430083 ወይድማ 0914210989 ምሕታትይከኣ