https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/457
ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

                ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ  ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ::  ስለዚኣብዙይክትወዳደሩእትደሊዩሕጋዉያንነጋዶነዚዝስዕብሮቆሒክተማልኡንዕድም::

 1  ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2007 ዓ/ም  ዘሐደሰዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::

2  ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::

3  ዝተሐደሰመቅረባይነትካብትልምንፋይናንስንዝተረጋገፀዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::

4  መክበሪጨረታ ንህንፃ መሳርሒ  ንማተኔላን መጋረጃ  ጨርቂን በቢዘርፉሕድሕድ ብር  4000  /ኣርባዕተ ሽሕ/  /ብስፒኦጥራሕሕጋዉነቱካብዘተጋገፀባንኪኣቀዲሙዘትሕዝ::

5  ጨረታዝተጋወሐሉዕለት  7/ 9 /2007 ዓ/ም ኮይኑሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉዕለት  24/9/2007 ዓ/ም ሰዓት   4:30  ተዓሽጉበቲዕለትሰዓት  5:00 ባዕሎምሕጋዊወኪሎምአብዘለዉሉአብዉቅሮ ማእከልህንፀትይክፈት::

6  ሰነድጨረታካብዉቅሮማእኽልህንፀትቢሮቁፅሪ  5ተ ዕ /ፋ/ን/ምም/ር  ንህንፃ መሳርሒ  ንማተኔላን መጋረጃ  ጨርቂን በቢዘርፉሕድሕድ ብር30   /ሰላሳብር/እናከፈልኩም ኣብስራሕሰዓትምዉሳድይካአል :: ናይቲጨረታረቆሒዘማለእከምዘሎተሓሲቡእቲፖስታይክፈት :: ንዝበለፀሓበሬታካብቲጨረታሰነድይርአዩ::

7 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ሕሉዉእዩ::

ንተወሳኪሓበሬታብስ/ቁ 0344430843 / 0914148862  ይሕተቱ