https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4563
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብኣብወረድኡንዝርከባአብያተ ፅሕፈትንግልጋሎትዝዉዕልናይ ተሽከርከርቲ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 28, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000/2000
  • ቦታ:ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 28, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብኣብወረድኡንዝርከባአብያተ ፅሕፈትንግልጋሎትዝዉዕልናይ ተሽከርከርቲ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ

1 ናይ2010 ዓምዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ግብሪ ዝከፈለ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ቅዳሕ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢትን ሚያዝያን ሒሳብ ዘወራድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክሉ

4 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 13 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 28 ጉንበት 2010 ዓም ካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንዘይምለስ50 ቅርሺእናከፈልኩምሰነደጨረታብምዉሳድናብዝተዳለወሳንዱቅጨረታብዝተዓሸገፖስት ዋናን ቅዳሕንምእታዉይከኣል

5 መከበሪጨረታተሽከርከርቲ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት5000 ቅርሺ : ንቤት ትምህርቲ ቤተ ፈተነ ኣቅሑት 2000 ቅርሺ : ንሕትመትስራሕቲ2000 ቅርሺብጥረገንዝብወይድማብባንኪዝተረጋገፀሲፒኦከትሕዝዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ንክኣስር ምስተነገሮ አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስር

7 መከበሪዉዕሊ ጨረታ10 ሚኢታዊካብጠቅላላናይዝሰዓሮንብረትዋጋብጥረገንዝብወይብባንኪዝተረጋገፀሲፒኦከትሕዝዝኸእል

8 እቲ ጨረታ 28ጉንበት2010 ዓምሰዓት8፡00 ድሕሪቀትሪተዓፅዮበቲዕለት 28ጉንበት2010 ዓምሰዓት8 ፡30 ድሕሪቀትሪኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንከተማ ዶሃንባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዘተረከብሉይክፈት

9 እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ

ንተወሳኪሓበሬታ0343450110 / 0343450112 ደዊልካምሕታትይከኣል