https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4542
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ዝዉገድ ቀዋሚ : ንብረት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 22, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 22, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ብንግዲ ዘርፍኩም ቫት ዝተመዝገብኩም: ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ : ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታ ኣብ ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ

2 ዝተዉሃበኩም ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክል

3 ካብዚ ጨረታ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕደር ንብረትን ቁፅሪ 8 መፂእኩም ዘይምለስ 30 ቅርሺ እናከፈልኩም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ እትክእል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 8 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 22 ጉንበት 2010 ዓም እንትከዉን ዝዕፀወሉ ዕለት 22 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 22 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344416570 0342410117