https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4539
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ጣብያታትን ዘገልገሉ ንብረት ብሐራጅ አጫሪቱ ንምሽጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:እንደርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝምልክቶ ኮይኑ ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰን ግብሪ ዝከፈለ ክክዉን አለዎ

2 መለለይ ግብሪ ከፍለቲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2010ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሴርተፈኬት ክቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ካብ 20/9/2010 ዓም ክሳብ 20/9/2010 ዓም ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ምዉሳድ ይክእሉ

5 ጨረታ መክብሪ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ጥራሕ ዝታሓዝ ኮይኑ ብር 1000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ጨረታ ሰነድ ሓቢሩ ናብ ሳንዱቅ ዘእትዉ

6 እዚ ጨረታ ዕለት 21/9/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብወረዳና እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ብበዓል ዋና ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403