https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4538
ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩ ዝርክቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት መኪና ስፔር : ፋርኒቸርን ፅሕፈት መሳርሒን ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1100
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተወዳደደርቲ ብዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ዘይመለስ ብር 20 እናከፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ዳይራክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 8/9/2010 ዓም ክሳብ 17/9/ 2010 ዓም ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ንምቅራብ ምዉሳድ ይክእሉ

2 መከበሪ ጨረታ ብር 1100 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ክትሕዙ ዝክእሉ

3 ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ም/ዉ/ / ከ/ክት ኣብ ዝርከብ ግቢ

4 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ዕለት 17/9/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል አብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2ይ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ክተቅርቡ ንዕድም

5 እቲ ጨረታ ዕለት 17/9/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 4:00 ተወዳድርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳድርቲ ብዘይምርካቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ኣይተኣጎጎልን

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

7 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ