https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4532
ፍሉይ 2ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ጋዉን መመረቂ ተምሃሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 18, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 18, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምብር ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2010 ዓም መቅረባይነት ምዝገባን ናይ መጋቢት ወርሒ 2010 ዓም ዲክለራስዩን ቫት /ቲኦቲ/ ዝተመዝገበ ምካኑ ከቅርብ ዝክእል

3 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዕልቲ ዉዕሊ ክኣስር 5 /ሓሙሽተ/ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል 4 እቲ ንብረት ብዝስዕሮ መጠንን ዓይነትን ብናይ ባዕሉ መጎጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

5 ዋጋ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ

6 መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ

7 ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

8 ቤት ትምህርትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ጨረታ ዕለት 18/ 09 /2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ ሰዓት 3:30 ይክፈት

  ንዝርዝር ሙሉ ሐበሬታ ዝምልከት ናብ ቤት ትምህርትና ብምምፃእ ዠተቐመጠ እስፐስሲፊኬሽን ክወስዱ ከምዝክእሉ ንሕብር ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345599841