https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4515
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፎቶ መፅሄት: ፎቶ መፅሄት : መፅሓፍ : ሕትመት ፖስተር ክምእዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፋቃድ ዘለዎ : ቲን ቁፅሪን ዘለዎ : ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዝሐደሰን ዘለዎን

2 ብተወሳኪተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለር ዝተገበረሉ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘትሐዝዎ መክበሪ ጨረታ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ብር 2000 CPO ንግልጋሎት ሕትመት ፎቶ 2000 ብር ከምእዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 2000 CPO ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ትወስዱ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/9/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/9/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ኣብ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ይኽፈት

6 ጨረታ ወፂኡ ካብ ዝተቃለሐሉ /ዝልጠፈ/ ጀሚሩ ተጨረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቖሒ /ስፐስፊኬሽን/ መሰረት ኮይኑ ካብ ዕለት 2/9/2010 እስክ 17/9/2010 ዓ/ም ሰነድ ምስተገዘአ ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ኮፒን ብምንፃር ብክልተ ፖስታ ከቅርቡ ይግባእ ካብዚ ብተወሳኪ ንኣቅሑት ኤሌክትሮነክስ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ተባሂሉ ብክልተ ፖስታ ኾይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን45 መዓልቲ ይኸዉን

7 አድራሻና ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ አብ ኮምፕሌክስ ናይ ሐባር ህንፃ: ህንፃ 1 /Block 1/ ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245 እዩ

8 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ