https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4512
ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጃ ንኡስ ወረዳ ቦራ ዝርከብ ሐፈሻዊ ካልኣይ ብረኪ ቤት ትምህርቲ ቦራ ግልጋሎት ዝህቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቴንዲኖታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ካብ ዕለት 29 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 14 ገንበት 2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 30 ቅረሺ ብምክፋል ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቦራ ወይ እዉን ካብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እምባ ኣላጀ ካይዲ ስራሕ ልምዓት መምህራን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መረዳታ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክከትሕዙ እትክእሉ

4 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእል እዩ

5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 ገንብት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ንኡስ ወረዳ ቦራ ሓፈሻዊ ቤት ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ቦራ ይክፈት

6 እቲ ቤት ትምህረቲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0926100897 / 0945496935