https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4490
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ አገልግሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ዓብይ ማዕፆ : መሳኩቲ : ናይ ማዕፆ ፍሬም : ግሪል መከላከሊ ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ኣብ አገልገሎት ዝነበሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 11, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 11, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እቲ ንብረት ዝረከበሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሸራሮ ቤት ዕዩ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ማይክሮ ፋይናንስ ምካኑ ክንሕብር ንደሊ

2 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዝብ ወይ እዉን ብስፒኦ 2000 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስረሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 06 መፂእኩም ከፊልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 26/8/2010 ዓም ክሳብ 11/9/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓታት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ንዕድም

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 11/9/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 11 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

6 ናይ ሕድሕድ ንብረት ዋጋ ኣብ ናይ ባዕለና መቅረቢ ዝርዝር ሰንጠረዥ ጥራሕ ክምላእ ይግባእ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ