https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4474
ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዮ ሎታት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሎት 1ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 መኪና ጎማ ሎት 3 ፈርኒቸር ሎት 4 ኤለክትሮኒክስ

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ዘለዎም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከተቅርቡ ትክእሉ

2 ጨረታ መክበሪ 3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ:: 3 ተወዳደርርቲ ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 25/8/2010 ዓም እሰካብ 14/9/2010 ዓም ኣብ ቢሮ 22 ዳ/ፋ/ን/ምም መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 14/09/ 2010ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰኣድራሻብግልፂ ይኽፈት:: ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ዝርዝር ስርዝ ድልዝ ጌርካ ምፅሓፍ ተቐባነት የብሉን

5 ቢሮና ዝሕትሞም ሕትመታት ከምኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ  ዝተሓለወ ዮ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::