https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4457
ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ማይ መሳርሒ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴንዲኖ ባዕል 12 ቁፅሪ የሲል ናይ ማይ ቡምባ መማእከሊ ዘንጊ ገመድ በዓል 100 ሜ ናይ ማይ ቡምባ ላዕለዋይ ፍንጃል ምስ ብሎን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ዘለኩም:

2 ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም

3 ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::

4 ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::

5 ናይ ወርሒ የካቲት ዲክለራስዩን ዝገበርኩም: :

6 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::

7 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000(ሰለስተ ሺሕ) ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

8 ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ዶኩሜንት ዘይምለስ 50 ብር (ሓምሳ ብር) ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 01 ምዉሳድ ይከአል

9 ካብ 91/08/2010ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ ክሳብ 3 /09 /2010 ዓም ሰዓት 8:00 አብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/9/2010 ዓም 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ይከፈት

11እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ዘትሓዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::

12 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::

13 ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንበረት ኣታዊ ዘይገበረ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀዒዑ እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ኣታዊ ይገብር

14 ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5(ሓሙሽተ መዓልቲ) ተካታተልቲ ዉዕል ዝአስር 15 ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕ ምኻኑ ::

16 ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋን ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ትልምን ፋይናንስ አጎዓዒዙ ዘቅርብ

17 ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠን ፅሕፈት መሳርሒ 20 % ክንዉስክ ክንቅንስ ንክእል ኢና

18 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ብበዓል ሞያ ተረጋገፀ ንብረት አታዊ ምስ ኮነ ክፍሊት ዝፍፀም ከም ዝኮነ አሚኑ ዝቅበል ክከዉን አለዎ ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346670078