https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4453
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2010 ዓም ካብ ዝተፈላለየ ቤት ዕዩ ዝተፈላለዩ ዝተወገዱ ሓፂን መፂን ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 6, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 6, 2010 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ዘቅርብዎ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ዓሺጎም ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፅሓፍ

2 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ መረዳእታ ሽሞምን ፌርሞምን ክዓርፎ ይግባእ

3 መከበሪ ጨረታ ንኩሉ ዓይነት ንብረት ብጥር ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ኮይኑ ንመቀያየሪ ኣቅሑት መኪናን ስብርባር ሓፂን መፂን 3000 ቅርሺ ከምእዉን ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ወናብርን ስፖንጅን 3000 ቅርሺ ጥራሕ ከትሕዙ ዝክእል

4 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሰዓራይ ምካኖም ምስተነገሮም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከልዕሉ ዝከእሉ

5 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምእዉን ዝተማለአ መረዳእታ አብ ዘቅረብሉ ይክፈት

6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ይከዉን

7 ሰነድ ዝሽወጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 4 ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ ጥራሕ ይከዉን

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 18 ሚያዘያ 2010 ዓም ክሰብ 6 ጉንበት 2010 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 6 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ 5:30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊኢ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0343400033 / 0343400010