https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/444
ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይመኪና ጌጣ ጌጥ ኣቅሑትብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

                                 

        ምልክታግልፂ ን2ይጨረታ  ጊዜ 

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ  ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይመኪና ጌጣ ጌጥ ኣቅሑትብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ::

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/  መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
  4. ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/   መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
  6. መቅረብቲካብዕለት30/ 08/ 2007 ዓምክሳብዕለት 17/ 09/ 2007 ዓ/ም ንነብሰ ወከፍ ሰነድ 30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታ ብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መከበሪጨረታ2% ካብቲጠቅላላዘእተዉዎዋጋ  ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  8. ጨረታዝዕሽግሉዕለት 17 /09 /2007 ዓ/ምሰዓት 8:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 8:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
  9. ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን::
  10. ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
  12. ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየት መግለፂጥራሕይኮዉን::
  13. ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማህተምንንግዲንፍቃድንመዓረክከዉንአለዎ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ  1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860 ምርካብይካኣል::