https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4430
ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2010 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒን : ፈርኒቸር :ናይ ኤሌከተሮኒክስ: ወራጅን ሞራለን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍርስኳ : ማተኔላን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክገዝእ ክሕዝን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

1 በቢ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ዘመኑ ዘሐደሰ ግብሪ ዝከፈለ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 ንናይ ህንፃ መሳርሒን : ፈርኒቸር : ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ማተኔላን ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገበን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለሬሽን ዝገበረን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

5 መክብሪ ጨረታ ንናይ ህንፃ መሳርሒን ብር 8000 : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ብር 5000: ንማተኔላን: ፈርኒቸር ንሕድሕድ ብር 3000 : ንወራጅ ሞራለን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስ ንሕድሕድ ብር 2000 ብጥረ ገንዝብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ስፒኦ ኣቀዲሙ ከትሕዝ

6 ጨረታ ዝዝርገሐሉ ዕለት 16/8/2010 ዓም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/9/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንናይ ህንፃ መሳርሒን : ብር 50 : ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : ማቴኔላን ንሕድሕድ ብር 30 : ንወራጅ ሞራለን ባህርዛፍ: ቀለብ እንስሳት ሕድሕድ ብር 20 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ

8 ናይ መኪና ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ናይ ዋንነት ዝገልፅ ሊብሬን ካልኦት ሐገዝቲ ዝኮኑ መረዳእታ ቅዳሕ ዘቅርብ

9 ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርአይ ይካአል

10 መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344430843 ምሕታት ይከኣል