https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4413
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ ተሽከርከርቲ ጎማን ባትርን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣናእሽተይ መሳርሒን : ከምኡዉን ናይ ፅሬት መሳርሕታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሰቲት ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምድብ 1 ናይ መካይን ጎማን ባትርን ምድብ 2 ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣናእሽተይ መሳርሕን ምድብ 3 ፅሬት መሳርሒ

1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበን መለለዮ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ ወርሒ ለካቲቲ 2010 ዓም ዲክለር ዝገበረ

2. ርክክብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ

3. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝዉፀሐሉ እዋን ካብ ዕለት 15/8/2010 ዓም ክሳብ 29/8/2010 ዓ/ም

4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/8/2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጎሆ

5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 30/8/2010 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 6. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ክፍሊ ቁፅሪ 11 ጉጅለ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ዘየምለስ ብር 50 ቅርሺ ብምክፋል ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንዳከፈሉ ምግዛእ ይክእሉ 6. መከበሪ ጨረታ ንሎት 1 6000 ቅርሺ ንሎት 2ን 3ን ድማ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ

7. ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ስልኪ ቁፅሪ 0344480001 ፋክስ 0344480017