https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4410
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::                  

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆስፒታል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ

6 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 9/09/2010 ዓ/ም እስካብ 24/8/2010 ዓ/ም ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/8/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 24/8/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ለምለም ካርል ሆስፒታል ይኸዉን::

9 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

10 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

11 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

12 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914092966 ይደዉሉ::