https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4401
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ንዝርገሐ መስተ ማይ ዘገልግል HDP ኣቅሑትን መገጣጠምን ካልኦት ናይ መስተ ማይ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 መለለይ ቁፅሪ ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድን መቅረባይነትን መረዳእታ ኣታሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝጋባይ ዝኮነን መረዳእታ ወረቀት ምስክር ዘቅርብን ናይ ላካቲት 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 11 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 26 ሚያዝያ 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ምውሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

5 እቲ ጨረታ 26 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 5:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344470092