https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/440
ማሕበራዊረዲኤትትግራይ(ማረት) ንዝተፈላለዩ ግልጋለተ ዝዉዕሉ ታፒሴራ ናይ ማካይነ ወንበር መሸፈኒ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ(ማረት) ንዝተፈላለዩ ግልጋለተ ዝዉዕሉ ታፒሴራ ናይ ማካይነ ወንበር መሸፈኒ ንምዕዳግ ስለዝደለየ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉተዘርዚሩብዘሎመሰረትክወዳደሩዝክእሉምኮኖምንሕብር::

 

1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::

 

2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊ ዲክለርናይታክሲከፋልነት ቲንዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::

 

3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክለተካብሚኢቲ/ ናይጨረታውሕስናመከበሪቢድቦን ድሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎምጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::

 

4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 04/09/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜአብስራሕሰዓትእናመፁ ሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::

 

5  ጨረታዝክፈተሉዕለት 04/09/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አብማረትቤትፅሕፈትተጫረቲወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝርከብሉእዩ::

 

6  ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሓ ንምቅራብ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 25 ማዓልቲ ዉሽጢ እቲ ንብረት ኣታዊ ክግበር አለዎ::

 

7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎአለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝድል ዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::

 

8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝአይካአልን::