https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4398
ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ ሒሳብ ብደገ ኦዲት ከግብር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ ትሕቲ አመራሓ ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም ተጫረቲ ከማልእዉዎም ዝግባእ ረቃሒ

1 ንቤት ዕዮና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2010 ዓም ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታት ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ካብ መኮኒ ከተማ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 09 /08 /2010 ዓም ክሳብ 18 /08 /2010 ዓም 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ክሳብ ዕለት 19/ 08 /2010 ዓም ሰዓት 3:00 ከእትዉ አለዎም

6 እቲ ጨረታ 19 /08 /2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ 0928942332