https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4394
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተምኡ ዝስርሑ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝድለየ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ከም ሲኖትራክ :ሎደር :ግሪደር : ሩሎ : ሻወር ታርክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ቅዳሕ አታሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን ቅዳሕ አታሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት እዚ ዘመን ዘለዎ ቅዳሕ አታሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕ አታሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ዝመረፀ ሓመድ ኣብ ካባቢ እምባጤዙ ዝርከብ ኮይኑ ካብ ከተማ ከባቢ 5 ሜትሮ ርሕቀት ዘለዎ እንትከዉን እቲ ዝተመረፀ ሐመድን ካልኦት ወፃኢታትን ሸፈኑ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ከብ 10 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 25 ሚያዝያ 2010 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ እንዳከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

7 ጨረታ 25 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀለም በቲ መምርሒ ዕደጋ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

10 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ፌርማን ማሕተምን ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግብእ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342447659