https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4387
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 23, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 23, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ኣብቲ ጨረታ ብዉልቀ ይኩን ብትካል ምስታፍ ይከኣል እዩ

2 ተጫረቲ እቲ ንብረት ኣክሱም ኣብ ዝርከብ ናይ አጀንሲ መክዝን ብኣካል ብምቅራብ ምርኣይ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣክሱም ካብ ዝርከብ ቤት ዕዩ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 8/8/ 2010 ዓም ክሳብ 23/8/2010 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

4 እቲ ጨረታ 23/8/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ይክፈት

5 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 15000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅረቡ አለዎም

6 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ 0347753745/0347753937/0914259954

አድራሻ ኣብ ከተማ ኣክሱም ጣቢያ ክንደያ ኣብ ጥቃ ባንኪ ዳሽን ወይድማ ኣብነት ሆቴል