https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4377
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተራት ላፕቶፓት: ናይ ተምሃሮ ወንበርን :ደረቅ ወንበር : ሸልፍ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኔትዎርክ :ኮንክሪት ፓሎታት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ካርቶግራፊ : ቴራዞ ኮፍ መበሊ: ፋዉንቴን ጣዉላታትን: አንግል ኣይረን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 22, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 22, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረባነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ዕደጋ ፋያናንስን ምምሕዳር ንብረትን 50 ቅርሺ እናከፈሉ ብምዉሳድ ምልክታ ከብ ኣብ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳበ 22/8/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዘጋጀዉ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 22/8/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460062 0344460065