https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4362
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወደዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ብርጅስቶን ጎማ ምስካላማደርያ በዝሒ 10 መብርሂ :7.50X16/M755/

• 1ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

• 2ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

• 3ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::

• 4ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቶም መፃሕፍቲ ከቅርብ ዝክእል

• 5ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

• 6ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::

• 7ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 3 ሚያዝያ 2010 ዓ/ም ክሳብ 18 ሚያዝያ 2010 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

• 8እቲ ጨረታ 18 ሚያዝያ 2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ አደራሽ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

• 9ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን

• 10ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

• 11ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;