https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/436
ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ: ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ: ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

                                                    ምልከታጨረታ  

ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ  : ኤሌክትሮኒክስ  ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ:  ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ:  ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ  ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::

1  ናይ  2007 ዓምፍቓድንግዲዘሐደስኩም::

2  ቫትዝተመዝገብኩምንኣብበጀትዓመት  2007 ዓ/ም  ኣብወርሒ  የካቲት ዲክለርዝገበርኩም::

3  ብመቕረባይነትዝተመዝገብኩምንዘሐደስኩምን::

4 ናይግብሪከፋላይመፍለይቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡምኻኖምመረዳአታክተቕርቡእትኽእሉ::

5  መቕረባይነትካብዕለት  30 /07  /2007  ዓ/ም   ክሳብ  14/ 08 / 2007 ዓ/ም  ኣብናይስራሕሰዓትካብኤጀንሲፕሮመሽንዕዳጋምህርቲሕረሻክልልትግራይከይዲሰራሕዕዳጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትን   1ይደብሪቢሮቁፅሪ106 ዘይምለስብር  30  ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወሳፁንምእታዉይከአል::

6   ናይጨረታዉሕስናመኽበሪብር  3000 /ሰለስተሽሕ / ሕጋዉነቱብዝተረጋገፀስፒኦ   / CPO/ ቅድሚእቲጨረታምኽፋቱከትሕዙዝኽእሉ:

7  ጨረታዝዕሸገሉዕለት   14/ 08/  2007 ዓ/ም   ሰዓት  8:30   ተዓፅዩበዚዕለትሰዓት   9:00   ተጫረቲባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸበሉይኽፈትተጫረቲወይተወከልቶምእንተዘይተረኺቦምእዉንእቲጨረታንምኽፋትኣይተዓናቐፍን:

ኤጀንሲናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእወይብኽፋልናይምስራዝመሰሉዘተሐለወእዩ::

ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ  03  44  40  50 30   ምሕታትይኸአልእዩ::