https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4359
ኮለጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ኣይስቲን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት : ኣቅሑት ህንፃን ኤሌክትሪክን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ስለዚ ነብስወከፍ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ግዘ ጀሚሩ ካብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዕደጋ ክፍሊ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 18 ሚያዝያ 2010 ዓ ም ሰዓት 8:30 ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

3 እቲ ጨረታ 18 ሚያዝያ 2010 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓን ዓድዋ ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0923303367 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።