https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4348
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሐደ ማይክላዉድ ኔትዎርክ ስቶሬጅ ዲቫይስ (Networked Storage Device) 32 TB ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ናይ 2010 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና 10% ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዝተወሃበ ቼክ ከቅርቡ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ዶክመንት ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ 1/8/2010 ዓም ዘይምለስ 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ ክፍሊ 308 ክትወስዱ እትክእሉ

4 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብዝተዓሸገ ፖስታ አብ ቁፅሪ ክፍሊ 409 ክተቅርቡ አለዎ

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ብምፅናሕ ዕለት 6/8/2010 ዓም ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣብ ዝርከብ አዳራሽ ይክፈት

6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 4መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ አብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረከብ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344410544/46