https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4344
ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተርን ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን: መሳርሒ ህንፃ : ሓፂነ መፂን ዕንፀይት : ስራሕ ሕትመት: ማሽነሪን ኤክፑመንት ሳፕላይን ከምእዉን ኣቅሑት መቃያየሪ ስራሕቲ መሳርሒ ሕርሻ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈለ ክምእዉን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ተመዝጋቢ እሴት ታክስ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ከምእዉን ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረእታ ከቅርበ ዝክእል

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክትወሰዱ ትክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ ብቢድቦንድ ወይ እዉን ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ማለት እዉን ቼክ 10000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ

5 እቲጨረታ 25 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 10 ሚያዝያ 2010 አብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 10 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ እወን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ይክፈት

6 ጨረታ ምስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ሓሳብ ለዉጢ ወይ እዉን ምምሕያሽ ምግባር ካብቲ ጨረታ ብዓርሶም ፍቃድ ምግላልን ኣይፍቀድን

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ሰዓራይ ተጫረቲ ምካኑ ምስተፈለጠ ካብቲ ሓፈሻዊ ዝስዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዝብ መከብሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰዓራይ ተጫረቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መፅዓኒ መጎዓዝን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከቅርብ ይግባእ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

ተጫረቲን ዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231/0345500005 ደዊልኩም ምሕታትይከኣል።