https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4339
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ንምምሃር ምስምሃር ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ካምፒተርን ተዛመድትን: ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበርኩም

3 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን መረዳእታ ዘለኩም

4 መክበሪ ጨረታ ንኮምፒተር ተዛመድትን 5000 ቅርሺ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ ይግባእ

5 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንበረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ተቅርቡ

6 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ዘይምለስ እናከፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 26/7/2010 ዓም ክሳብ 11/8/2010 ዓም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ብምዉሳድን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን አታዊ ትክእሉ

7 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 11/ 8/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

8 ናይ ዉዐሊ መክበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ

9 ብባህርኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሐደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቃደኛ ዝኮንኩም

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510749/0345510026/0345510028