https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4318
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር ፓርት : ጠረጰዛን ወንበርን : ፍሎረሰንት ኣንፑል ብሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/7/2010 ዓ/ም ክሳብ 8/8/2010 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብነፃ ክወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ናይ ሓራጅ ጨረታ ሰነድ 500 ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክቅርብ ዝክእል

4 አብ ቢሮ ዝርከበሉ ቦታ ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ንርከብ

4 ሰዓራይ ኣብ ዝተፈለጠሉ እዋን ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሐደ መዓልቲ አታዊ ገይሩ ንብረቱ የልዕል

5 እቲ ጨረታ ሐራጅ 8/08/2010ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ 8/08/2010ዓ/ም ደዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ እቲ ሐራጅ ጨረታ የካይድ

6 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ሕለዉ እዩ መቐለ

9 ቤት ዕዩና ጨረታ ሰዓራይ አብዝምረፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ ወይ ግልጋሎት ዓቀን ከምኣድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ 20% ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰል ዘለዎ ምካኑ

10 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከወን አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል