https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4310
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሬት ካብ ሕጋዉያን ነገዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይነ ግብሪ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዘወራደድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናስን እቲ ወረዳ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ንነብሰከፍ ዓይነት ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 21 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 8 ሚያዝያ 2010 ዓም ከይኑ 8 ሚያዝያ 2010 ዓም ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ኣታዊ ክገብር አለዎ

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

9 እቲ ቤት ሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

መተሓሳሰቢ ንኣቅሑት ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት : ፅሬት እትጫረቱ አብ ተወሳኪ እሴት ታክዝ ምዝጉባትን ዛይምዝጉበትን ክትሳተፉ ትክእሉ ኢከም ንፅሕፈት መሳርሒን ትወዳደሩ ተጫረቲ ግና ምዝገቡት ተወሳኪ እሴት ታክስ ክትኮኑ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347760316 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል