https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4307
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፂን ትቦን መገጣጠምትን : ቆፀርቲ ማይን HDPE ትቦን መገጣጠምትን : ኣቅሑት ኮምፒተረን ተዛመድትን : ክሎሪን ተዛመድቲ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ባምፕ ሰዊች ፖርድ : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ቫት ተመዝገብቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋልይ ብዘይ ቫት ድማ ናይ ፅሬትን :ፅሕፈትን :ናይ ብስኬሌት መለዋወጠ ኣቅሑት :ሞባይላትን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ናይ ቢሮን ገዛን ኣቅሑት : ጎማን ባትሪን ናይ ሞትር ብስሽክሌታ ባጃጅን መለዋወጢ ኣቅሑት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ ይደሊ

1 ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ተጫራታይ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 11 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ 11 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝገተረከብሉ ዝክፈት ይከዉን

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344450106 ወይድማ 0344452872 ፋክስ 0344451566