https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4298
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ካብዚ ቐፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ጨረታ ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት : 20/7/2010

ሎት ሐደ ዝተፈላለዩ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ክዳዉንትን ጫማን: ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን : ሎት ሰለስተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፀባን: ሎት ኣርባዕተ ኣራትዕን ፍራሽ ምስ ትርኣሱን : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ መጋራጀታት : ሽድሽት ዝተፈላለዩ ኮምፒተራት ፎቶ ኮፒ ማሽናትን ኮፒን

1 ዝተሐደሰ ንግደ ፍቃድ : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘቅርብ

3 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ መጠን ንሎት ሐደ 15000 ቅርሺ ንሎት ክልተ 10000 ንሎት ሰለስተ ኣርባዕተን ሓሙሽተን ሽድሽተን 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ንመከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ አለዎ

6 ንነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 እዚ ምልክታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ፀኒሑ ኣብ መበል 15 መዓልቲ 8:30 ተዓፅዩ ሰነድ ጨረታ ተዓፅዩ ኣብቲ እዋን ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344407761ደዊልካ ምሕታት ይከኣል