https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4294
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናይ ንዝትፈላለዩ ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ደጎዓ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 5, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስ አቁሑት: ናይ ፅሬት አቁሑት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅርባይነት መለለይ ካርዲ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምካኖም ዘረጋግፅ መረዳእታ ዘለዎ

5 ናይ ዝሐለፈ ሒሳብ /ቫት ዲክለሬሽን/ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ብCPO ከቅርብ ዝክእል ደረቅ ቸክ ተቀባልነት ዘይብሉ ምካኑ ብጥብቂ ነተሓሳስብ

7 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ከቅርብ ዝክእል

8 ተጫራታይ ዝጫረተሉ ሰነድ ኣብ ተከታታሊ መዓልቲ ከብ ዕለት 19/07/2010 ክሳብ 03/08 /2010 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን 30 ብር ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

9 እቲ ዝተመልአ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ሓደ ዋና ሓደ ኮፒ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖሰታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ የእቱ እቲ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን ኮምፒተር ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ዕለት 04 /08 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት 4:30 ይክፈተ ንመኪና መለዋወጥን ፅሬት መሳርሕን05 /08 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል ከምኡዉን ንዝተዓዘብቲ ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ሃገረ ሰላም ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ብምምፃእ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0343390402 /ብምድዋል ምሕታት ይከኣል