https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4268
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ከተማ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ ናይ ደገ መብራህቲ ወይድማ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 03:58 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ንዝተሐደሰ ክከዉን አለዎ

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ የካቲት 2010 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 8000 ቅርሺ ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርቡ ዝክእል

8 ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘፈር ንግዲ ዘለዎም ክከዉን ይግባእ

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ልምዓት ኢንዳስትሪን እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት ኮይኑ ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይኸዉን

11 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ 13 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 27 መጋቢት 2010 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዕለት 27 መጋቢት 2010 ዓም መክፍ ድማ ሰዓት 4:00 ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343400023 0914161741 0938156154 0914350166 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል