https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4249
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ አቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮበርታ ፣ ቆርቆሮን ፣ ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 ሰነድ ጫረታ ካብ 12 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 27 መጋቢት2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 እቲ ጨረታ 27 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

6 ተጫራታይ ምስሰዓር እንተዘይ ተስማሚዑ ዘትሓዞ ቅርሺ ኣይምለስን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 መተሐሳሳቢ ኣብ ናይ መኪና ጎማን ቆርቆሮን ጨረታ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ነጋዶ ክወዳደሩ ይክእሉ እዩም

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0347770419 ደዊልካምሕታትይከኣል