https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4243
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ስፔራት ጎማ ናይ መኪና ጎማ ፎዛግራፍ ፎቶኮፒ ዓብዮ ሞባይ ቆፎ ስካነር ፕሪንተራት ኮምፒተርን ላፕቶፕን ቆርቆሮን ኦማትን ዝተፈላለዮ ቃሚ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:1000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ሰነድ ጨረታ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ዕለት 25 /7 /2010 ሰዓት 8:00 ዓም ይኣቱ

ዋጋ ሰነድ 10 ቅርሺ

መከበሪ ጨረታ 1000 ቅርሺ 

ጨረታ ዕለት 25 /07 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ