https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4235
ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ቢሮ ቀወምቲ አቁሑት :መፃሕፍቲ: ፅሬት አቁሑት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ናይ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ዝዋዳደሩ መቕረብቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1Â ምስቲ ዘቕርብዎ ኣቑሑት ዝተሐደሰ ናይ 2010 በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድÂ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

2 አብ ተወሳኺ ታክሲ / VAT/ ዝተመዝገብኩም ምኮንኩም ናይ ወርሒ የካቲት 2010 ዓ/ም ዲክሊሬሽን ክተቕረቡ እትኽእሉን /VAT/ ተመዝገብቲ ጥራሕ ይወዳደሩ

3 ግብሪ መንግስቲ ከፋሊ ምኮንኩም ዘረጋግፅ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪÂ (TIN) Â መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእሉ

4 ኣብ ኣብያተ ዕዩ መንግሰቲ ንዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ዝርዝር መቕረባይነት መረዳእታÂ ከቕርብ ዝኽእሉ::ኣብ ናይ 2010 ዓም ምርራ ዘካየደት መኪና ክትከዉን አለዋ

5 ጨረታ ቅደሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ብር 2,000 ብሲፒኦ /ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓሪ ምኮኖም ካብ ዝግለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 % መኽበሪ ዉዕሊ ብስፒኦ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካልና ከቕርቡ ዝኽእሉ::

7 ጨረታ ዕለት 21/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 21/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት::

8 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 20 ብር

9 ጨረታእንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዘለወሉ ዝክፈት ኮይኑ ግና ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ እዋን ምክፋት ጨረታ ብዝይምህላዎም ምኽፋት ጨረታ ኣይጋተትን::

10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይÂ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወÂ እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344431053/0829 ደዊልካ ምሕታት ይከአል ::