https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4208
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ንዝሐለፎ ዴስክ ወንበር ስብርባር: ላፕቶፕ : ሰርናይ : ፕሪንተር: ኮምፒተር : ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ካለኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንሽየጥ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ይህልዎ በዘይገድስ ክወዳደር ዝክእል ምካኑ

2 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ከፊልም ካብ ዕለት 3/7/2010 ዓም ክሳብ 13/7/2010 ዓም ካብ ወረዳ ሐዉዜን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ /ንብረት/ ምምሕዳር ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ብፖስታ ዝተዓሸጉ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቱ ዝክእል

3 ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ 3000 ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 እዚ ጨረታ ዕለት 13/7/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅየዩ ሽዑ ንሽዑ 8:30 ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ትልምን ፋይናንስን ከ /ስ/ ዕ /ፋ /ንብረት ምምሕዳር በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 46 67 00 78 ወይ 0914183403